Monday, December 21, 2015

ዓቢ እንግሊዝኛ ↔ ትግርኛ መዝገበ-ቃላት ንሞባይል

ዓቢ ጀርመንኛ ↔ ትግርኛ ኣብ ኩሉ መኣዝናት ዘተርጉም መዝገበ-ቃላት ንሞባይልኩም፥

- ክትደልዩ/ክትጽሕፉ ከለኹም በዓሉ እዩ ዝመልኣልኩም
- ዋላ ብትግርኛ ፊደላት ጌርኩም
ቃላት ክትደልዩ ትኽእሉ
- ዝመሳሰሉ ቃላት ('ሲኖኒማት') ኩሉ ግዜ ምስቲ ዝደለኹምዎ ቃል ይመጽኡ እዮም

ሕጂ ናብ ሞባይልኩም ኣምጽኡዎ ኢኹም
https://lh3.googleusercontent.com/zaqGzXZ9yO0ZS96yt-bTZYjT0RcZQf3mNT2tHArWRnOpPitniP23dXRdQ2iXSPwoa5o=w300