Friday, June 5, 2015

ጀርመንኛ ↔ ትግርኛ መዝገበ-ቃላት ንሞባይል

ዓቢ ጀርመንኛ ↔ ትግርኛ ኣብ ኩሉ መኣዝናት ዘተርጉም መዝገበ-ቃላት ንሞባይልኩም፥

- ክትደልዩ/ክትጽሕፉ ከለኹም በዓሉ እዩ ዝመልኣልኩም
- ዋላ ብትግርኛ ፊደላት ጌርኩም
ቃላት ክትደልዩ ትኽእሉ
- ዝመሳሰሉ ቃላት ('ሲኖኒማት') ኩሉ ግዜ ምስቲ ዝደለኹምዎ ቃል ይመጽኡ እዮም

ሕጂ ግዝኢ/ግዛእ፥
https://play.google.com/store/apps/details?id=de.tigrinya.dict
ኣዝየ የመስግነኪ/ካ ናይ ኣወንታዊ ርእይቶኺ/ኻ ኣብቲ አፕ!